تقرير صحفي جبهة التحرير الارتريه فروع شمال أمريكا وكندا

سماديت كوم Samadit.com

إعداد: جبهة التحرير الارتريه فروع شمال أمريكا وكندا

اجتمع أعضاء جبهة التحرير الارتريه لعدة فروع لولايات شمال أمريكا وكندا، وفِي هذا الاجتماع انضم أعضاء

قدماء للجبهة وجدد، وتحت شعار لوضع جبهة تحرير ارتريا في مكانتها الرائده، واتفق الجميع لدعم متطلبات المرحلة القادمة كواجب أساسي، وايضاً تم الاتفاق لانجاح مساعي المجلس الوطني الارتري للتغيير الديموقراطي والتعاون مع أطراف المعارضه، وبهذه المناسبه ندعو جميع أعضاء جبهة التحرير الارتريه السابقين الي العودة لكي يتم تحقيق العدل والديموقراطيه والتي تم دفع ثمنها غاليا.

عاشت جبهة التحرير الارتريه
والمجد والخلود لشهدائنا الابرار
الهزيمه والدمار للهقدف
جبهة التحرير الارتريه فروع شمال أمريكا وكندا

 

መስከረም

ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ከነዳን ካብ ዝተፋላለዮ ዞናታት ከተማታት ናይ ሓባር ኣኼባ ውቦም ኣካይዶም
ብመስከረም 3-2017 ኣብዚ ኣኼባዚ ሓደስቲ ኣባላት ገደይም ካድራት ተጋድሎ ሓርነት ዝነበሩ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ተሳቲፎም ኣባልነቶም ኣራጋጊጾም ሰምየን ኣመሪካን ከነዳን ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣባልነት ምጥርናፍ ጀብሃ ነቲ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ስንክልናን ዝተኸፈሎ ዲሞኩራስያዊ መትከል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካሳብ ህዝብና ዝዕወት ኣብ ውድብና ተመሊስና ክሉ ኩሉ ውድብና ካባና ጉቡእና ከነማልእ ምዃና ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ጀብሃዊ መርገጾም ኣራጋጊጾም።

እዚ ኣብ ቦቱኡ እንክሎ ንሕና ኣባላት ውድብ ተሓኤ ን"ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ንኹሉ ተቓውሞ ደምበ
ሓቛፊ ኾይኑ ሓያል ክኸውን ዝካኣለና ጻዕሪ ክታሓባበሩ ምዃኖም ኣራጋጊጾም ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብሃገራውነታ ትልለ ውብ
ነቶም ኩሎም ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝቃለሱ ዝነበሩ ሓርበኛታት ካድራት ኣብ ውድቦም ተመሊሶም ውድብና ናብ ቦቱኡ መሊስና ህዝብን ሃገርን ከነድሕን ነቲ ኩሉ ኣባል ተሓኤ ነብር ናብቲ ትሕለቕሉ ሃገራዊ መትከላት ንምዕዋት ብሓባር ኣብ ውድብ ተሓኤ ኣቲና ክንቃለስ በዚ ኣጋታሚ ጀብሃዊ መጸዋዕታ ደጋጊምና ነቕርብ።

ካብ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰምየን ኣመሪካን ከነዳን።

ዓወት ንሓፋሽ ህዝብና
ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ
ዕንወት ንስርዓት ህግደፍ

Top
من اجل تحسين تجربة التصفّح موقعنا الإلكتروني More details…